ዝወለደቶ እትበልዕ ወንበር
[ብሃይለ ገብሩ] 17/06/2017 ዓ/ም ህልዉ እናቐተለት ንምዉት ትዝኽር ንልምዓት ገዲፋ ጉድጓድ ሞት ትፍሕር ንኽቡር ቐቲላ ኸቢራ እትነብር ባዕላ ቀቲላ ኣብ ልዕሌኻ ጉንጉን ኣበባ ተንብር ከምኡ’ያ ንሳ ኣብ ናይ ህዝባ ሬሳ እትጭፍር! ሰላም ዘይትፎቱ ሕስርቲ ብነብሳ ፍርናሽ ዝኩርኩሓ ዝምችዋ ሬሳ ምዉት እተብዝሕ ክትኸብር ዓርሳ ን50 ዓመታት ደም መንኣሰይ ትግራይ ገይራ መተንፈሳ ከምኡ’ያ ንሳ ህልዉ ዘይግድሳ ሬሳ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል