Indicted, never convicted but capitally punished and abandoned, the saga of the Tigrai genocide

Dr. Tesfai Gabre-Kidan, MD Introduction The descent, God-fearing, and loyal people of Tigrai have been victims of Ethiopian Imperial deceits, manipulations, and control after Yohannes IV was martyred in Metema in 1889. To top it all, they were ultimately victimized by their homegrown high school and mid-college elites who took advantage of theirweakness, obedience, and […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

[ገ/ኢ. ጐርፉ] ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢ ህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢ ክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ! ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራ ዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራ ፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ። ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ። መራሕተን ብሃተፍተፍ ዴሞክራሲ ባኅሪሮም ዝደንቈሩ፣ ካብ ተንኰል ምንሊኽ ዘይተምሃሩ፣ ጨካናት፣ ብህዝቦም ዝሽቅጡ፣ ዘይምሕሩ! ዝገርም እዩ፣ ‘ታይ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ንዉልቃዊ ሓርነት ንተብዕ!

ሓርነት ከም ሰብ ዓርስኻን ሓሳብኻን ኾይንኻ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ድማ ንሕግታትን ክብርታትን ማሕበረሰብካ ኣኽቢርካ ብኣማናዊ መንነትካ እትነብረሉ ግቡእ ናይ ሀይወት ፈለግ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወት ከየቛረፀ ዝውሕዝ ንእምነታቱ ንሓሳባቱንመሓዝቱ ዘልምዕ ንኻልኦት ዘይበልዕ ብስነምግባራዊ ጀግንነትኻ እተጥርዮ ዓርስኻ እትረኽበሉን እትነብረሉን ዉሽጣዊ ሓይሊ እዩ። ሓርነቶም ዝኣወጁ ዉልቀሰባት እንትእከቡ ድማ ሓርነቱ ዘረጋገፀ ህዝቢ ይኾኑ። ሓርነቱ ዘረጋገፀ ህዝቢ ኣብ ምህዞ፣ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል