ገበናት ግፋ ትግራይ
ሓምለ 2018 መቐለ፣ ትግራይ 1) መእተዊ ዋላ እኳ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ኣብ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ብልጭ ድርግም ዝበሉ ናይ ግፋ ምልክታት እንተነበሩ ብዋናነት ግና ካብ ወርሒ ግንቦት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ትግራይ ብዕሊ ግፋ ተጀሚሩ። እዚ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ዝተገበሩ ብሓይሊ ምግዳድ ፅንዓት ብምግባር ዝቀረበ ሰነድ እዩ። እዚ ካብ ግዜ ናብ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል