መዓልቲ ባንዴራ ውህደትን ሓድነትን ኢትዮጵያውያን ከም ዘጠናኽር ተሓቢሩ
[ብሄርሞን ፍቃዱ፣ ጋዜጣ_ፕላስ] ብሔራዊ መዓልቲ ባንዴራ ምብዓል ታሪኻዊ ውህደትን ሓድነትን ኢትዮጵያውያን ከም ዘጠናኽር ዋና ኣሰናዳኢ ትግራይ ሊበርቲ ሚዲያ (TLM) ኣይተ በረኸት ኪሮስ ገሊፆም። ነባርነቶም ኣብ አሜሪካ ዝኾኑ ሙሁርን ተመራማርን፤ ዋና ኣሰናዳእን አቕራብን ትግራይ ሊበርቲ ሚዲያ (TLM) ኣይተ በረኸት ኪሮስ ንጋዜጣ ወጋሕታ ከም ዝገለፅዎ፤ምብዓል ምልክት ሓድነት፣ መንነትን ሃገራዊ ሓበንን ዝኾነ ብሄራዊ መዓልቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ትእስስርን […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል