ከም ህዝቢ ንምውዳቕና ምሁር ሊሂቅ ትግራይ ተሓታታይ እዩ! ዓለም ለኸ ማሕበር ምሁራንን ሰብ ሞያን ትግራይ (GSTS) ከም መርኣያ

[ዳዊት  ካሕሳይ] 1. መእተዊ ምስ ዘለናሉ ኹነታት ተታሒዙ ከም ህዝቢ ኢና ወዲቕና እንትንብል፣ ኩላትና ብኣጋ ማለት እውን መሰረታዊ ፀገማት ምህላዎም ምስፈለጥና/ምስተረዳእና ንምዕራይ ብተግባር ብዘይንጣፍና፣ ሕድሕድና በቢ ብርኩ ኣብቲ ውድቀትና ብፅሒት ኣለና ዝብል መረዳድኢ እዩ። በዚ መሰረት ተሓታታይነት ውድቀትና ከም ሕብረተሰብ ተሸንሸኑ እንትንግምግም፣ ንውድቀትና ዋና ተሓተቲ ኮይኖም ዝቐርቡ ፖለቲከኛታት ትግራይ እዮም። ካብ ፖለቲከኛታትና ብዘይንኣአስ ብኻልኣይ ብርኪ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

Democracy and good governance can dissolve corruption in Tigray

[By Bereket Kiros and Teum Mezgebo] First and foremost, we would like to acknowledge the current talk on good governance and corruption. We complement and support the efforts of the Tigray Interim Administration, which is undertaking the promotion of good governance in the right direction. We listened to the panel discussion on political discourse by […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል