Category: Politics
ትግራይ ካበይ ላበይ፣ ኩነታት ምዕራብ ትግራይን ናይ ወረርቲ ሓይልታት ምምህዳር ምፍራስ እንታይ ይመስል?
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ናይ ኣምሓራ ወረርቲ ሓይልታት ምምሕዳር ኣፍሪሱ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምምላስ ብተግባር ክፍፅሞ ዶ ድልየት ኣለዎዶ?
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልትግራይ ካበይ ላበይ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀጋኑ ቲ.ዲ.ኤፍ (TDF) ዝበፅሖም ዘሎ በደልን ማእሰርትን
Tigrai has once again shown the ability to face overwhelming odds but never lose hope. We lost great men and women during that time, ending with the Death March. Our most important triumph, though, was that we kept on fighting and that we never lost hope. For although the outcome of the battle is not […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልጽዋእ-ሞት
[ገ/ኢ. ጐርፉ] ሓደ ኣለና ኢሎም “ቴድሮስ! ቴድሮስ!” ክብሉ “ኢድ ዘይህብ ጅግና” ኢሎም ክዕልሉ፣ ትግራይ ዕጽፊ ጌርና፣ ድማይ ሠሊስናሉ። ቴድሮስዶ ኣምሓራይ? እንኡ ቅማንቲ ቋረይቲኮ እያ። በደል ደጃት ውበ ንምኽሓስ ብሞያ፣ ረገጾም ነምሓራ ንጐንደር ብሓዊ ኣውዓያ! ጀጋኑና ነልዕል ንወድሶ ስሞም፣ ሠለስተ መራሕቲ፣ “ኢድና ኣይንሃብ!” ኢሎም ርእሶም ዝረሸኑ፣ ትግራዎትና እዮም! እስቲ ቑጸረለይ መን-መን ክብል እየ? ኣባ-ነብሶ – ኣስመላሽ፣ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልትግራይ ካበይ ላበይ
ዐብይ ኣሕመድ ንትግራይ ኣብ ሰለስተ ንክትምቀል ይሰርሕ ኣሎ:: ተመዛበልቲ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተስፋ ቖሪፆም በዓልቶም ንኽምለሱ ወሲኖም::
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልሓድሽ ወለዶ ይለብም!
[ገ/ኢ. ጐርፉ] ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢ ህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢ ክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ! ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራ ዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራ ፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ። ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ። መራሕተን ብሃተፍተፍ ዴሞክራሲ ባኅሪሮም ዝደንቈሩ፣ ካብ ተንኰል ምንሊኽ ዘይተምሃሩ፣ ጨካናት፣ ብህዝቦም ዝሽቅጡ፣ ዘይምሕሩ! ዝገርም እዩ፣ ‘ታይ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልThe Sword of Abiy’s Prosperity Gospel & Oromo Nationalism-5 years of Suffering at Biblical Magnitude
[Source: Ethio chronicles] The unholy fusion of the exploitative Prosperity Gospel and the divisive Oromo Nationalism is mercilessly tearing Ethiopia apart, leaving its people in the wake of devastation and chaos. This toxic combination is a scourge on the nation, sowing the seeds of discord, violence, and suffering. Abiy Ahmed’s delusion knows no bounds; he […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልኣብ ማሕረስን ሞጓሰን ከመይ ተሪፍና
ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብግቡእ ስለዘይተመሓደረ ህዝቢ ትግራይ ህይወቱ ማሕረስንን ሞጋሰን ኮይኑ። እዚ ክልወጥ እንተኾይኑ … ሚድያ ሓርነት ትግራይ (TLM) ካብ ዓድዋ TLM ደወል ሓርነት!
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልHuman Rights Violations in Tigray (ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ትግራይ)
The TPLF and TIRA leaderships use a systematic way of blackmailing, scapegoating, and deliberately misleading the people of Tigray by fabricating lies to suppress the truth and silence their opponents from exposing their undemocratic, corrupt network, bad governance, and trying to cover up humanitarian aid diversion and theft. The TPLF and TIRA leaderships showed their […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልኣብ ኣላማጣን ኮረምን ፈተነ ሪፈረንደም ተኻይዱ
ብሄራውያን ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ሱር ቦቆስ ለውጢን ስለ ሰለማዊ ሰልፍን ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለጺ ኣበይን ከመይን ፈተነ ሪፈረንደም
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል