ጽዋእ-ሞት

[ገ/ኢ. ጐርፉ] ሓደ ኣለና ኢሎም “ቴድሮስ! ቴድሮስ!” ክብሉ “ኢድ ዘይህብ ጅግና” ኢሎም ክዕልሉ፣ ትግራይ ዕጽፊ ጌርና፣ ድማይ ሠሊስናሉ። ቴድሮስዶ ኣምሓራይ? እንኡ ቅማንቲ ቋረይቲኮ እያ። በደል ደጃት ውበ ንምኽሓስ ብሞያ፣ ረገጾም ነምሓራ ንጐንደር ብሓዊ ኣውዓያ! ጀጋኑና ነልዕል ንወድሶ ስሞም፣ ሠለስተ መራሕቲ፣ “ኢድና ኣይንሃብ!” ኢሎም  ርእሶም ዝረሸኑ፣ ትግራዎትና እዮም! እስቲ ቑጸረለይ መን-መን ክብል እየ? ኣባ-ነብሶ – ኣስመላሽ፣ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

[ገ/ኢ. ጐርፉ] ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢ ህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢ ክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ! ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራ ዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራ ፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ። ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ። መራሕተን ብሃተፍተፍ ዴሞክራሲ ባኅሪሮም ዝደንቈሩ፣ ካብ ተንኰል ምንሊኽ ዘይተምሃሩ፣ ጨካናት፣ ብህዝቦም ዝሽቅጡ፣ ዘይምሕሩ! ዝገርም እዩ፣ ‘ታይ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል