ምንም ከምዘይበፅሓና ኾይና ክንሓልፎ ንዓርስና ኣይነምህርን!
ዘመን ይቑፀር። ብዝተቐመጠሉ ቀመር መሰረትውን ዕለት፣ ወርሒ፣ ዓመት ኾይኑ ይሓልፍ፣ ዓመት ድማ ብኻሊእ ዓመት ይትካእ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝተፈፀመ ስደት፣ ህልቂትን ጄኖሳይድን ገና ፍትሒ ክሳብ ዝረክብ ኩሉሻብ ትኩስ ኮይኑ ይነብር። ይኹንእምበር ዓመት ጌሩ ወርሒ ሓሊፍዎ ተባሂሉ ምንም ከምዘይበፅሐ ንክርሳዕ ዝመክር መንግስቲ ኾነ ዉልቀሰብ እንተልዩ ግና ተሓባባሪ እቲ ገበን ኾይኑ ይዉሰድ። ንኣብነት ድሕሪ ስደትን ሞትን ሓደ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል