ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ መግለፂ ቅዋም
OFFICIAL CORRESPONDENCE UTE-OC-20241213-101 ሓሙስ, ታህሣሥ 3, 2017 ክፉት መግለጺ መግለፂ ቅዋም ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ብተደጋጋሚ ኣብ ትግራይ፣ ንትግራይ ዝመስልን ንህልዊ ኹነታትና ኣብ ግምት ዘእተወን ምሕደራ ክትከልን፣ ነዚ ውን ሓቓፋይን ምእኹልን ቤት ምኽሪ ክስየም፣ ከምኡ ‘ውን ተመዛበልቲ ወገናትና ምምላስን፣ ካብ ቐረባ ግዘ ንነዘ ድማ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝካየዱ ዘለው ብርሰት ሃፍቲን ህይወትን ህዝብና ዘስዕቡ ዘለው ተግባራት ጠጠው […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል