ዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ቀደማይ ክፋል
“ሊሂቅ ትግራይ ብፍላይ ድማ ብስትራተጂካዊ ውድቀት ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ድኽመት ኩለ-መዳይ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ተዳኺሙ ናይ ደገን ውሽጥን ሓይሊታት ምድሕርሓር ዝላዓለ ዕድል ረኺቦም ብኹሉ ገፅ ተዋዲዶም ህዝቢ ትግራይ ብዝኸፍአ ዘጥቅዕሉ መድረኽ ኾይኑ ኣሎ። ብምዃኑ ውን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ክልቲኡ ምንጪ (ደጋውን ውሽጣውን) እቲ ሓደ ካብቲ ካሊእ ብዘይንኣኣስ ግን ድማ ብቐንዱ ብናይ ውሽጥና ድኽመታት ሓደጋ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል