ህወሓት ናይ ሻዕብያ ሥርዓት ኣብ ትግራይ ተኺሉ
እኒ ፃድቃን፣ ጌታቸው፣ ወደሸብር “ይቀተሉ” ዝበሃሉላ ፤ ብሓይሊ ብረት ዝስጎጉላ፣ “ባንዳ”፣ “ፀላኢ” ዝብሃሉላ፤ ስም ብንፁህን ሙሉእን ልቢ ንትግራይ ዝተቓለሰ ሰብ ኹሉ ፀለሎ ዝኽደነላ፤ ክልተ እግሩ ወፍዩ ሓንቲ ስባር ክራንች ዝስእነላ፤ ሂወት ሓደ ሚልዮን ሰብ ዝበልዑ እኒ ደብረፅዮን ዝዕንድሩላ፤ እኒ ኣወል ስዒድ ብኸበሮን ዕልልታ ልምዓት ጉጅለታት፣ ብዓጀባ፣ “ናይ ጅግና” ኣቀባብላ ዝግበረላ ናይ ሎሚ ናይኒ ፈትለወርቅ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል