መቐለ ንንብዓት ኣሸንዳ መልሲ ሂባ

ድልየት ኣሸንዳን ድልየት ፖለቲካን ዝቐረበላ መቐለ ሓዱሽዘይመስል ኽዳን ግና ሓዱሽ ቍናኖን ኵምሪ ኣርቴፊሻል ፀጉርንብዝገበራ ብከበሮን ዝላን ዘይተሰነያ ደቂ ኣንስትዮ ብቐትሪከይኮነስ  ብኣጋግዘ ኣብ ቧለኒ ፀወታ ኣተኣናጊዳ እያ። ጎደናታት መቐለ፣ ሹቓት መቐለ፣ ገዛውቲ መቐለ ብድምቀትኣሸንዳ ኣይተዓንገሉን። ተጓዓዘቲ እግሪ ሓዛለይ ሓዛለይ ብዝብላፅቡቓት ተጋሩ ብዙሕ ኣይተሃወኩን። ሓሓሊፈን ቲም ቲም ካብ ዝብላ ድምፂታት ከበሮን ድኽምዝበላ ደርፍታትን ወፃኢ መቐለ ብኣሸንዳ ብዙሕ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል