ኣብዙ ሰሙን ብዛዓባ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ተወዙዑ ዘሎ ዝምልከት ሓፂር ፅሑፍ
[ብተስፋይ ሓየሎም፣ ዓለምለኻዊ መጽናዕትን ጸጥታን ክኢላ ምርምር – By Tesfay Hayelom, International study and security Research expert] ናይ ኤርትራ መንግስቲ/ሻዕብያ ምስ እኒ በዓል ዶ/ር ደብረፅዮን ተስማዕሚዖም ንጀነራል ፃድቃን ነጥፈኣዮ ኢሎም ዝብል ተወዙዑ ኣሎ፡፡ እዝይ ሓቂ ድዩ ኣይኮነን ክፃረ ኣለዎ? ነዙ ክፉእ ሓሳብ ፖለቲዊ ምኽንያት ኣለዎዶ? እወ ኣለዎ ጀነራል ፃድቃን ኣብ ወርሒ ሕዲር 2017 ዓ/ም ብናይ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል