We Cannot Be Silent About Tigray

A public forum featuring His Excellency Getachew Reda and his delegates will be held to discuss the current political situation, especially the alleged “alliance” between the Eritrean regime and parts of the TPLF leadership. This alliance has seemingly served no real purpose other than giving the Eritrean dictator a pretext to turn Tigray into the […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ፪ ኽፋል

 “ካብ ደጊም ምስ ዝበስበሰ እንጨይቲ ዝኾነ ውድብ ህወሕት እናተኻታዕኹ ክቅፅል ኣይደልን:: ድሕሪ ሕዚ መናእሰይ ተቃሊሶም ዓዶምን ህዝቦምን የድሕኑ።”  “ሓመድ ልሒስና ኢና ተላዒልና’ ዝብልዎ ዘረባ ፍፁም ስሕተት እዩ። ሓመድ ልሒስና ኣይኮናን ተላዒልና፤ ደም ንፁሃት መላምል መናእሰይ ትግራይ ኣፍሲስናን ንፅባሕ ተረከብቲ ዓዲ ዝነበሩ በላሕቲ መናእሰይ ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኢና ድሒና። እቲ በቢኸባቢኡ ኣብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ንሕና ኣብ ዘሳወርናሉ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ቀደማይ ክፋል

“ሊሂቅ ትግራይ ብፍላይ ድማ ብስትራተጂካዊ ውድቀት ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ድኽመት ኩለ-መዳይ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ተዳኺሙ ናይ ደገን ውሽጥን ሓይሊታት ምድሕርሓር ዝላዓለ ዕድል ረኺቦም ብኹሉ ገፅ ተዋዲዶም ህዝቢ ትግራይ ብዝኸፍአ ዘጥቅዕሉ መድረኽ ኾይኑ ኣሎ። ብምዃኑ ውን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ክልቲኡ ምንጪ (ደጋውን ውሽጣውን) እቲ ሓደ ካብቲ ካሊእ ብዘይንኣኣስ ግን ድማ ብቐንዱ ብናይ ውሽጥና ድኽመታት ሓደጋ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ናይ ዐብይ ኣሕመድ ፓለቲካ ሸርሒ ንግዝኣት ትግራይ

ናይ ዐብይ ኣሕመድ ፓለቲካ ሸርሒ ንግዝኣት ትግራይ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት እቲ ግጭት እናሰፍሐ ይኸይድ ኣሎ፣ ሞት ደቂ ሰባት ኣዕናዊ እዩ፣ ተስፋ ሰላም ድማ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ርሑቕ እዩ። ፍጹም ምትእምማንን ተኣማንነትን ዘይምህላው ሕጂ ነቲ ጸገም የጋድዶ ኣሎ። ንኹሎም ትግራዋይ መበቆል ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ከም ፀላእቲ ዝድርቢ መርዛም ዘረባታት እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ፣ ከምኡ እውን ጃምላዊ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ትግራይ ካበይ ላበይ፣ ኩነታት ምዕራብ ትግራይን ናይ ወረርቲ ሓይልታት ምምህዳር ምፍራስ እንታይ ይመስል?

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ናይ ኣምሓራ ወረርቲ ሓይልታት ምምሕዳር ኣፍሪሱ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ንምምላስ ብተግባር ክፍፅሞ ዶ ድልየት ኣለዎዶ?

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ትግራይ ካበይ ላበይ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀጋኑ ቲ.ዲ.ኤፍ (TDF) ዝበፅሖም ዘሎ በደልን ማእሰርትን

Tigrai has once again shown the ability to face overwhelming odds but never lose hope. We lost great men and women during that time, ending with the Death March. Our most important triumph, though, was that we kept on fighting and that we never lost hope. For although the outcome of the battle is not […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

The Sword of Abiy’s Prosperity Gospel & Oromo Nationalism-5 years of Suffering at Biblical Magnitude

[Source: Ethio chronicles] The unholy fusion of the exploitative Prosperity Gospel and the divisive Oromo Nationalism is mercilessly tearing Ethiopia apart, leaving its people in the wake of devastation and chaos. This toxic combination is a scourge on the nation, sowing the seeds of discord, violence, and suffering. Abiy Ahmed’s delusion knows no bounds; he […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል