ጋዜጣዊ መግለፂ ውድብ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (Press Statement: Tigray Democratic Solidarity Party)
Source Credit (ምንጪ): ላዛ ትግርኛ (Laza Tigrigna) ጋዜጣዊ መግለፂ ውድብ ዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ – 23 ጉንበት 2017 ዓ.ም ውድብና ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሎሚ ዕለት 23/09/2017 ዓ.ም ቅድሚ ቀትሪ ዕላዊ ስርሑ ምጅማሩ ብምብሳር ፣ ናይ ቀፃሊ መደባትን ካልኦት ብዛዕባ ውድብ ስምረት ዝምልከቱ ሓፈሻዊ መብርህታት ኣመልኪቱ ተጋዳላይ ረዳኢ ሓለፎም ንሚድያታት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም ኣለው:: ተጋዳላይ ረዳኢ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል