መን ይሙት? – ትግራይ ዶስ ምውት ቀታሊ ትግራይ?

Articles

[ብተጋዳላይ ተጋዳላይ ሕድሮም ተስፋይ) – Medical Doctor]

ክንበብ ዘለዎ ብጣእሚ ኣገዳሲ ሓበሬታን መረዳእታን ጉጅለ ህወሓት ንሙሑር መንዕሰይ ዶክተር ሰሎሞን ገብረ ስለምንታይ ከምዝቐንፀልዎ ዝገልፅ ፅሑፍ እዩ::

ድሕሪ እቲ ፍሹል ናብ ደብረ ብርሃን ዝተገብረ ወፍሪ ዶከተር ሰለሞን ባእሉ ብናይ ብርዒ ሸሙ ብእምቆት ብ26 ታሕሳስ 2014 ዝጸሓፎ ጽሑፍ እዩ::

እዝ ናይ ደናቁር እኸብካብ ዓሌታዊ ጉጀለ ጥፍዓት ፀረ ሙሑራት ተጋሩ ፀረ ፍልጠት እዩ እንትንብል ብመረዳእታ እዩ::

ብዙሓት ከም ዶከተር ሰሎሞን ዝኣመሰሉ ግዳያት ቅንፀላን ስወራን ጉጅለ ዘብየታዉያን ኣፅነቲ ዝኾኑ ሙሑራት መናዕሰይ ትግራይ ከምዘለዉ ግልፂ እዩ እዙ ፅሑፍ ዘንብብ:: ትግራዋይ ኹሉ ሓላፍነቱ ከዋፃእ ይግባእ::

ንቱ 20 ገፅ ዘሓዘ ፅሑፍ ኣርእስቱ: መን ይሙት? – ትግራይ ዶስ ምውት ቀታሊ ትግራይ?

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *