ዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ፪ ኽፋል

Video Documentary

 “ካብ ደጊም ምስ ዝበስበሰ እንጨይቲ ዝኾነ ውድብ ህወሕት እናተኻታዕኹ ክቅፅል ኣይደልን:: ድሕሪ ሕዚ መናእሰይ ተቃሊሶም ዓዶምን ህዝቦምን የድሕኑ።”
 “ሓመድ ልሒስና ኢና ተላዒልና’ ዝብልዎ ዘረባ ፍፁም ስሕተት እዩ። ሓመድ ልሒስና ኣይኮናን ተላዒልና፤ ደም ንፁሃት መላምል መናእሰይ ትግራይ ኣፍሲስናን ንፅባሕ ተረከብቲ ዓዲ ዝነበሩ በላሕቲ መናእሰይ ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኢና ድሒና።
እቲ በቢኸባቢኡ ኣብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ንሕና ኣብ ዘሳወርናሉ ሓዊ ዝሰሓነን ዝጠፍአን ንፁህ ህዝብና ፍፁም ክዝንጋዕ ኣይኽእልን።
‘ሓመድ ልሒስና’ ዝብሃል ዘረባ ኣይሰርሕን። ” ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ኣርኣያ- ኣቦ-ወንበር ቁፅፅር ኮምሽን ህወሓት/ማሌሊት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *