Month: August 2024
ዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ፪ ኽፋል
“ካብ ደጊም ምስ ዝበስበሰ እንጨይቲ ዝኾነ ውድብ ህወሕት እናተኻታዕኹ ክቅፅል ኣይደልን:: ድሕሪ ሕዚ መናእሰይ ተቃሊሶም ዓዶምን ህዝቦምን የድሕኑ።” “ሓመድ ልሒስና ኢና ተላዒልና’ ዝብልዎ ዘረባ ፍፁም ስሕተት እዩ። ሓመድ ልሒስና ኣይኮናን ተላዒልና፤ ደም ንፁሃት መላምል መናእሰይ ትግራይ ኣፍሲስናን ንፅባሕ ተረከብቲ ዓዲ ዝነበሩ በላሕቲ መናእሰይ ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ ኢና ድሒና። እቲ በቢኸባቢኡ ኣብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ንሕና ኣብ ዘሳወርናሉ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽልዉድብ ወይስ ህዝቢ ትግሪይ ምድሃን ገምጋም ፅግዕተኛ ምብስባስን ኣመራርሓ ትግሪይ ቀደማይ ክፋል
“ሊሂቅ ትግራይ ብፍላይ ድማ ብስትራተጂካዊ ውድቀት ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ድኽመት ኩለ-መዳይ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ተዳኺሙ ናይ ደገን ውሽጥን ሓይሊታት ምድሕርሓር ዝላዓለ ዕድል ረኺቦም ብኹሉ ገፅ ተዋዲዶም ህዝቢ ትግራይ ብዝኸፍአ ዘጥቅዕሉ መድረኽ ኾይኑ ኣሎ። ብምዃኑ ውን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ክልቲኡ ምንጪ (ደጋውን ውሽጣውን) እቲ ሓደ ካብቲ ካሊእ ብዘይንኣኣስ ግን ድማ ብቐንዱ ብናይ ውሽጥና ድኽመታት ሓደጋ […]
Continue Reading - ንባብ ይቕጽል