ምንም ከምዘይበፅሓና ኾይና ክንሓልፎ ንዓርስና ኣይነምህርን!

ዘመን ይቑፀር። ብዝተቐመጠሉ ቀመር መሰረትውን ዕለት፣ ወርሒ፣ ዓመት ኾይኑ ይሓልፍ፣ ዓመት ድማ ብኻሊእ ዓመት ይትካእ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝተፈፀመ ስደት፣ ህልቂትን ጄኖሳይድን ገና ፍትሒ ክሳብ ዝረክብ ኩሉሻብ ትኩስ ኮይኑ ይነብር። ይኹንእምበር ዓመት ጌሩ ወርሒ ሓሊፍዎ ተባሂሉ ምንም ከምዘይበፅሐ ንክርሳዕ ዝመክር መንግስቲ ኾነ ዉልቀሰብ እንተልዩ ግና ተሓባባሪ እቲ ገበን ኾይኑ ይዉሰድ። ንኣብነት ድሕሪ ስደትን ሞትን ሓደ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

መቐለ ንንብዓት ኣሸንዳ መልሲ ሂባ

ድልየት ኣሸንዳን ድልየት ፖለቲካን ዝቐረበላ መቐለ ሓዱሽዘይመስል ኽዳን ግና ሓዱሽ ቍናኖን ኵምሪ ኣርቴፊሻል ፀጉርንብዝገበራ ብከበሮን ዝላን ዘይተሰነያ ደቂ ኣንስትዮ ብቐትሪከይኮነስ  ብኣጋግዘ ኣብ ቧለኒ ፀወታ ኣተኣናጊዳ እያ። ጎደናታት መቐለ፣ ሹቓት መቐለ፣ ገዛውቲ መቐለ ብድምቀትኣሸንዳ ኣይተዓንገሉን። ተጓዓዘቲ እግሪ ሓዛለይ ሓዛለይ ብዝብላፅቡቓት ተጋሩ ብዙሕ ኣይተሃወኩን። ሓሓሊፈን ቲም ቲም ካብ ዝብላ ድምፂታት ከበሮን ድኽምዝበላ ደርፍታትን ወፃኢ መቐለ ብኣሸንዳ ብዙሕ […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል

ኣሸንዳ ነቢዓ፤ ኣሸንዳ መድረኽ ሕቶ ፍትሒ

ንብዓት ጉድኣትን ሞትን ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፍትሒ እንትረክብ ጥራይ ዘላቒ ሰላም ይረጋገጽ:: ኣሸንዳ እንትነብዕል ኣብ ሕሊና፣ እንግድዓን ኣካል ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቁጽርን ስፍርን ዘይብሉ በደል ተሸኪመን ምዃኑ ኩሉ ትግራዋይ ዝስሕቶ ኣይኮነን። ከም ሓደ ሰብ እንጉህየሉ ጉዳይውን እዩ። እዛ ጓሂ እዚኣ ዘይብሉ ወይውን ዝሃፈፈሉ እንተልዩ ንዓርሱ ይርኣያ። ብኣማኢቲ ኣሻሓት ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ብዘይ. ሓጢኣተን ንዝወረደን መዓት […]

Continue Reading - ንባብ ይቕጽል